ማእከል ታሪኽ ኦስቲን (AHC), ጨንፈር ህዝባዊ ቤተ መጻሕፍቲ ኦስቲን ኮይኑ ከም ማህደር ከተማ ኦስቲንን ማሕበረሰባትናን ኮይኑ ዘገልግል እዩ።
ዳህሳስና ብምውሳድን ኣብ ህዝባዊ ኣኼባታትናን ዓውደ መጽናዕትታትናን ብምስታፍን ኣንፈት መደባትና፡ ምርኢታትናን ቦታታትናን ኣብ ምቕራጽ ክትሕግዙ ንዕድም።
ተስፋና ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ማሕበረሰብ ኦስቲን ብዙሓት ድምጽታት ዝሓቁፍ ምዃን እዩ። ኣብ መላእ ከተማ ዓውደ መጽናዕትታት ነአንግድ ኣለና ብቐጻሊ ድማ ተወሳኺ ንውስኽ ኣለና፣ ኣብ ካላንደርኩም ምልክት ግበሩን ኣብ እትኽእሉሉ እዋን ተጸንበሩና! ስራሕናን ዳህሳስናን እውን ንማሕበረሰባዊ ትካልኩም ከነቕርቦ ንፈቱ። ናባኹም ክንመጽእ ክትዕድሙና ምስ እትደልዩ ርኸቡና !
በጃኹም፡ ብዛዕባ AHCን ናይ ኦስቲን ማህደርን ንስኻን: ምዕቃብ ታሪኽ ከተማን ማሕበረሰብን ማሕበረሰብ ምትእስሳር ተበግሶ ዝያዳ ንምፍላጥ፡ ግዜ ወሲድኩም ትሕዝቶ ናይዚ ገጽ ድህሰሱ።

ኣብ 2010 ካብ ኣየር ዝተሳእለ ስእሊ ናይቲ ኣብ 800ን 810ን ጓዳሉፕ ዝርከብ ቀጽሪ ማእከል ታሪኽ ኦስቲን።

Austin's Archives & You: Preserving City & Community Histories Survey

English | Español | 简体中文 | Tiếng Việt | اَلْعَرَبِيَّة | 한국어 | Français | हिन्दी | Português This survey takes about 10 minutes and will be open until August 31, 2025. We...